ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑትን ኣብ ዩክሬን ዘሎ ኵናት ከብቅዕ ምዕራባውያን ዕድል ኔርዎም ኢሉ። ንኣሶሸይትድ ፕረስ ወሲኽካ ምስ ዓበይቲ ትካላት ዜና ዓለም ጋዜጣዊ መግለጺ ዝገበረ ፕረዚደንት ፑትን፡ ...
ኣብ ክልል ትግራይ ዝርኣዩ ፀገማት ፀጥታ ንኽፍትሑ ንድምጺ ኣመሪካ ርእይቶ ዝሃቡ ነበርቲ ፀዊዖም። ገለ ካብቶም ጎሊሖም ዝርኣዩ ዘለዉ ፀገማት፡ ስእነት ተሓታትነትን ኣብ እዋኑ ዘድሊ ስጉምቲ ...
ኣብ ሱዳን ግዝኣት ኣል-ጀዚራ ትማሊ ሓሙስ ኣስታት 100 ሰባት ብዕጡቓት ህጹጽ ወሃቢ ድጋፍ ከም ዝተቐተሉ ኮሚቴ ደገፍቲ ደሞክራሲ ሱዳን ኣፍሊጡ። ሕቡራት ሃገራት ...
(ፍሕኛ)፡ ኣብ መኸዘኒ ድምጺ ሙዚቃ ቀሪጾም ናብ ሰሜን ኮርያ ምልኣኽ ጀሚሮም ኣለዉ። ክልተ ኮርያታት ንሓድሕደን ርክብ ስለ ዘይብለን፡ ብተደጋጋሚ እዋን ብመንገዲ ባሉን ኣቢለን ናይ ጎስጓስ መልእኽቲ ...
The NDA alliance, led by Prime Minister Narendra Modi’s Hindu nationalist Bharatiya Janata Party, won 294 seats, more than ...
ኣብ ኣመሪካ ኣብዚ ሕጂ እዋን ተማሃሮ ካልኣይ ደረጃ፣ ኮሌጃትን ዩኒቨርስታትን ዝምረቕሉ እዋን እዩ። ኣቤል ሃይላይ ከበደ ብዓውዲ መጥባሕቲ ስኒ ካብ ዩኒቨርሲቲ ሜሪላንድ ዝተመረቐ ኽከውን ከሎ ኣቤል ...
ዋና ከተማ ክልል ትግራይ መቐለ ቀስ እናበለት ካብ ደበና ውግእ ትገላገል ኣላ። ካፌታትን ዕዳጋታትን ይዕምሩ፣ ጽርግያታት ይህነጹ ኣለው። ፋብሪካታትን ባንክታትን ተቋሪጹ ዝነበረ ስርሖም ጀሚሮም ይረኣዩ ...
U.S. President Joe Biden arrived in France Wednesday where he will attend events commemorating the 80th anniversary of the ...
The NDA alliance, led by Prime Minister Narendra Modi’s Hindu nationalist Bharatiya Janata Party, won 294 seats, more than ...
ቀዳመይቲ ሚኒስተር ኢጣልያ ጆርጅያ መሎኒ ኣሽሓት ሓተቲ ዑቕባ ተተኣናግድ ንዘላ ኣልባንያ ንምምስጋንን ንኽልተ መዳጎኒታት ስደተኛታትን ንምብጻሕን ሎሚ ረቡዕ ናብታ ሃገር ተጓዒዘን'ለዋ። እተን ቀዳመይቲ ...
ራሄል ዮሃንስን ሩት ዮሃንስን ናይ ባዕለን መኣዲ ስራሕ ብምፍጣር ኣብዚ እዋን ኣከፋፈልቲ ቡን: ቆጽሊ ሻሂን ቀመማት ሻሂ ዝኣመሰሉን ኮይነን ይሰርሓ'ለዋ። ብፍላይ ዋሽንግተን ዲሲ መደበረን ክኸውን ...